Friday , April 19 2024
Erik Simander/TT Arbetsmarknadsminister Ylva Johansson (S). Arkivbild

ሚኒስተር ዕዳጋ ዕዮ ሽወደን ቤትጽሕፈታ ብሰንኪ ባጀት ተቓወምቲ ምንቊልቋሉ ገሊጻ!!

ሚኒስተር ዕዳጋ ዕዮ ሽወደን Elva Johansson ንስራሕ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሰንኮፍ ባጀት ዓቃባውያምን ክርስትያን ዴሞክራስን ዘሰዓቦ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጽ መንግስታ ንዝመጽእ ኣመት ካልእ ባጀት ክስልዕ ምዃኑ ኣሚታ’ላ። እታ ሚኒስተር ሎሚ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበረቶ ቃለመሕትት ኣብ ቤትጽሕፈት ዕዮ ዝተጻዕነ ምጒዳል ባጀት ክሳብ 3 ቢልዮን ክሮነር ከም ዝበጽሕን እዚ ድማ ኣዝዩ ገዚፍ ኣሃዝ ምዃኑን ኣመልኪታ’ላ። ቤትጽሕፈት ዕዮ ብምኽንያት ምጒዳል ባጀት ስሉጥነቱ ምንቁልቋሉ ኣመሳሚሱ’ሎ። ኣፈኛ ዕዳጋ ዕዮ ዓቃባዊ ሰልፊ Mats Green ብወገኑ ነቲ ክሲ ብምንጻግ ጆሃንሰን ሓላፍነታ ብግቡእ ዘይትፍጽም እያ ኢሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com