Thursday , April 25 2024
Credit: Janerik Henriksson/TT

ሚድያታት ሽወደን ብቋንቋ ሩስያ ዜናታት ይዝርግሓ።

ማዕከናት ዜና ሽወደን ነቲ ኣብ ክሬይን ዝካየድ ዘሎ ፍጻመታት ኣመልኪተን ብቋንቋ ሩስያ ዜናታት ክዝርግሓ ምጅማረን ተገሊጹ።

ምስ ምጅማር ኲናት ዩክሬይን መንግስቲ ሩስያ ኣብታ ሃገር ዝነጥፋ ነጻ ሚድያታትን ኢንተርነትን ብምዕፋኑ ጋዜጣን ሬድዮን ሽወደን ዝኾነ ዳገንስ ንሂተር ነዚ ተበግሶ ብምውሳድ ሓቂ ዝመሰረቱ ፈነው ዜና ብቋንቋ ሩስያ ይፍኑ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ’።

ኣቕራብ ኣገልግሎት ኢንተርነት ባንሆፍ እውን ብቛንቋ ሩስያ ዝዳሎ ዜናታት ካብ ሽወደን ክፍኑ እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com