Wednesday , April 24 2024

ማሕበር መማህራን ምምሕዳር ከተማ ሁርቢ ኣብ ጒዳይ ኣታሕዛ ቋንቋ ኣደ ዘለዎ መረረ ገሊጹ!!

እዚ መረረ ዝቐረበ ምምሕዳር ከተማ ሁርቢ ተመሃሮ ወጻኢ ናይ ቋንቋ መርመራ ክገብሪ ዘገድድ ሕጊ ድሕሪ ምውጽኡ እዩ። እዚ ማለት ብዙሓት ብዘይ ወለዲ ዝመጹ ቈልዑ ኣብ ሽግር ክወድቁ እዮም ማለት እዩ። “እዚ መርመራ ከመይ ዝበለ እዩ ክኽውን ምንም ኣፍልጦ የብልናን” ይብል ከንቲባ ሁርቢ ዝኾነ ሄርንቢ።

“ኣብ ሃይስኩል ንዝወሃብ መርመራ ቋንቋ ኣደ ተመሃሮ ንኽሓለፉ C እቶም ናእሽቱ ኸኣ E ከመዝግቡ ኣለዎም” ክብል ወሲኹ ኣረዲኡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com