Wednesday , April 24 2024
Foto Vasily Fedosenko/TT

ማንቸስተር ሲቲ ብ ሳሪ ካብ መሪሕነታ ትወርድ::

ነዚ ናይ ውድድር ወቕቲ ስዕረት ከይቀሰመት ክትምርሽ ዝጸንሔት ማንቸስተር ሲቲ ብ ኢጣልያዊ ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ሳሪ እትምራሕ ክለብ ቸልሲ ፈላሚ ስዕረት ቀሲማ።

እዚ ኣብ ፈለማ ቀዳሞት 15 ደቒቕ ብ ዓብላልነት ማንቸስተር ሲት ዝጀመረ ጸወታ መጀመርያ ኣብ 44 ደቂቅ ብ ካንተ ቀጺላ ኣብ 78 ደቂቃ ብ ደቪድ ልዊስ ብዝተመዝገብኣ ክልተ ሸቶታት ፈላሚ ናይዚ ውድድር ስዕረት ብምቅሳም መሪሕነታ ን ሊቨርቡል ኣረኪባታ።

JED LEICESTER/BPI/REX/SHUTTERSTOCK/TT

ኢጣልያዊ ኣሰልጣኒ ክለብ ቸልሲ ሳሪ ብተደጋጋሚ ምስ ኣሰልጣኒ ጋርዴላ ተርኺበ እየ ከመይ ገረ ከምዝስዕሮ ሓርቢቱኒ ብምባሉ መዛረቢ ማእከና ዜና ኮይኑ ኣብዝቀነየሉ ሕጂ ግን እቲ ፍታሕ ኣብ ሜዳ ስታንድ ፎርድ ተረኪቡ ክብላ ን ኣሰልጣኒ ሳሪ ኣብ ምውዛይ ይርከባ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com