Friday , March 29 2024
FACUNDO ARRIZABALAGA//TT

ማንቸስተር ሲት እታ እንኮ ዋናኒቲ ሰለስተ ዘበታውያን ጽውኣት ኢንግሊዝ ሊግ!!

ማንቸስተር ሲት ብ ዕውት ኣሰልጣኒ ዝዓመት ዝኾነ ፔፔ ጋርዴላ ተመሪሓ ን ኩሉ ኣብዚ ዓመት ብ ኣካየድቲ ፕሪመርሊግ ዝተዳለወ ዋንጫታት ብምውናን ሓዲሽ ክብረ ወሰን ኣብ ኢንግሊዝ ሲቲ ሎሚ ድሕሪ ምዕዋታ እታ እን`ኮ ጋንታ ንኩለን ክብርታት ዓዲእንግሊዝ ዝዋሃባ ዋንጫ ዝዓተረት ጋንታ ኮይና ኣላ። ቅድሚ እዚ ብዝኾነ ጋንታ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ፕሪመር ሊግ ዘይተበጽሔ ክብረ ወሰን ወላ በቶም ዓቢ ታሪኽ ዘንጸፉ ኣሰልጠንቲ ሴር ኣለኤክስ ፈርጉሰን ኣርሰን ቨንገርን ዘይተበጽሔ ታሪክ ብ ጋርዴላ ተመዝጊቡ ዘሎ። ቅድሚ ሕጂ ብ ማንቸስተር ዩናይት ኣብ ትሕቲ ፈርጉሰን ስሉሳው ዓወት እካ እንተመዝገበት ን ሰልስቲኡ ዘቤታዊ ዘይኮነስ ን ቻምፒዮን ሊግ ሓዊሳ ካርሊንግ ካብን ፕሪመር ሊግ ጥራይ እዩ ነይሩ።

ኣብዚ ኣብ ፍጻሜ ን ዋተፎርድ 6 ብ 0 ዝሳዓረት ማንሲቲ ን ክብረወስን ኣብ ፈጻሜ ብ ገፊሕ ዝሰዓረት ብ ክለብ ደርቢ ካውንቲ ን ባሪ 6 ብ 0  ኣብ 1903 ዝረትዓትሉ ፍጻሜ ተመዓራያቶ።

ኣብዚ ኢንግሊዛዊ ርሓም ስተርሊንግ ደሚቑ ዘምሰየሉ ምሸት ብ 3 ሸቶታ ሃትሪክ ብምስራሕ መበል 100 ሸትኡ ኣመዝጊቡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com