Friday , March 29 2024
LONDON, ENGLAND - APRIL 14: Aaron Wan-Bissaka of Crystal Palace during the Premier League match between Crystal Palace and Manchester City at Selhurst Park on April 14, 2019 in London, United Kingdom. (Photo by Marc Atkins/Getty Images)

ማን ዩናይትድ ን ኣሮን ዋን ቢሳካ ንምዕዳግ ተሰማሚዓ!!

ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ናይ ትሕቲ 21 ዓመት ኣብ ኢጣልያ ዝርከብ ቢሳካ፡ ማን ዩናይትድ ብ 50 ሚልዮን ፓውንድ ክለቡ ክሪስታል ፓላስ ኣብ ስምምዕ በጺሓ ክትብል ቢቢሲ ኣብ መርበባታ ሓቢራ።

እዚ ወዲ 11 ዓመት እንከሎ ናብ ክሪስታል ፓላስ ኣካዳሚ ዝተጸምበረን፡ ኣብ 2018 ከኣ ምስ ዓባይ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ፈላሚ ጸወታኡ ዘካየደ ቢሳካ፡ ኣብ ዓመተ ስፖርት 2018/’19 35 ጸወታታት ኣካዪዱ። ባሕቲ ሓምለ ልምምድ ዝጅምር ሶልሻየር፡ ንዌልሳዊ ናይ ክንፊ ተጻዋታይ ዳንኤል ጀምስ ብ15 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ስዋንሲ ምዕዳጉ ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com