Friday , April 19 2024
Foto: Anders Wiklund / TT kod 10040

ማእከላይ ሰልፊ ኣብ ጒዳይ ጡረታ ንማሕበራዊ ዴሞክራሲ ደጊፋ።

ሰልፊ ማእከላይ፡ ነቲ ኣብ ስልጣን ብዘሎ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝተበጽሐ ውዕል ጡረታ ክድግፍን፡ ጽባሕ ረቡዕ ንባጀት መንግስቲ ድምጹ ክህብ ምዃኑን፡ መራሒት እቲ ሰልፊ ኣኒ ሎፍ ገሊጻ። እንተኾነ ግና፡ እቲ ካልእ ማእከላይ የማናይ ሰልፊ ከምኡ’ውን ሰልፊታት የማናይ ክንፊ፡ ነቲ ሓድሽ ውዕል ጡረታ ደው ከብሎን ናብ ደምበ ባይቶ ከቕርቦን ከም ዝኾነ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ኣብ ዝመጽእ መስከረም ዝካየድ ምርጫ ኣመልኪቱ፡ ማእከላይ ሰልፊ መሪጽዎ ዘሎ ኣገባብ ቃልሲ እዚ እዩ፡ ክትብል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሶደርቶርን ክኢላ ፖአቲካዊ ስነፍልጠት ማርያ ለምነ ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com