Thursday , March 28 2024

ማእከላይ ባንክ ሽወደን መጠን ወለድ ወሲኹ።

ብምኽንያት ልዑል መጠን ዝቕባበ፡ ማእከላይ ባንክ ሽወደን ንወለድ ባንክ ካብ 0.25% ናብ 0.75% ክብ ከብሎ ምዃኑ ገሊጹ።

እዚ ባንክ መጠን ወለድ ኣብ 2% ደው ከብለሉ ዝኽእል ሸቶ ከም ዝሓለፎ፡ ኣመሓዳሪ ማእከላይ ባንክ ስቴፋን ኢንግቨስ ሓቢሩ’ሎ። ኣብ ዝሓለፈ ግንቦት መጠን ወለድ ማእከላይ ባንክ 7.2% ምንባሩ ፋይናንሳዊ ጸብጻባት የመልክቱ።

ኣብ ምጅማር 2023 ማእከላይ ባንክ መጠን ወለድ ናብ 2% ንኽምለስ ቀንዲ ፖሊሲኡ ጌሩ ከም ዝዓዪ ስቴፋን ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com