Tuesday , April 23 2024

ሜክሲኮ ዕጸ ፋርስ ማሪዋና ሕጋዊ ትገብር

ማሪዋና ዝተሰምየ ዓይነት ዕጸ ፋርስ፡ ንስለ ምዝንጋዕ ኢልካ ምውሳድ ሓጋዊ ንምግባር ትንቀሳቐስ ምህላዋ ሜክሲኮ ገሊጻ። በዚ ድማ ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሜክሲኮ ናይ ዓለምና ዝዓበየት ዕዳጋ ዕጸፋርስ ማሪዋና ክገብራ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ማሪዋና ሕጋዊ ክኸውን ዝብል ታሕተዋይ ባይቶ እታ ሃገር ኣብ ወርሒ መጋቢት ሓደ ሕጋዊ ሰነድ ናብ ባይቶ እታ ሃገር ኣቕሪቡ ምንባሩ ዝዝከር እዩ። እዚ ጒዳይ፡ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ብላዕለዋይ ባይቶ እታ ሃገር ክውሰን ትጽቢት ከም ዘሎ እውን ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com