Thursday , April 25 2024
RAJESH KUMAR SINGH/TT

ምርጫ ህንዲ ኣብ ሸውዓተ እብረ ክካየድ እዩ ክብል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

ሓፈሻዊ ምርጫ ህንዲ ኣብ ሸውዓተ እብረ ካብ ወርሓት ሚያዝያ ክሳብ ግንቦት ክካየድ እዩ ክብል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። 

ታሕተዋይ መንበር ባይቶ ንምምራጽ ካብ 11 ሚያዝያ ክሳብ 19 ግንቦት ምርጫ ክግበር ምዃኑ’ውን ተፈሊጡ’ሎ።

ዴሞክራሲያዊ ምርጫ ህንዲ እቲ ዝዓበየ ኮይኑ ልዕሊ 900 ሚልዮም መረጽቲ ከም ዝሳተፍዎ ይፍለጥ።

ኣብዚ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስተር ናሬንድራ ሞዲ ምስ ቀንዲ ምኸራኽርቱ ዝኾነ ጒባኤን ካልኦት ሰልፊታትን ክወድደር እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com