Friday , March 29 2024

ምስፍሕፋሕ ለበዳ ሓድሽ ጅር፡ ልዕሊ 80% በጺሑ

ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ያበሎቦሪ፡ ኣሰካፊ እናኾነ ምምጽኡ ወከልቲ ምምሕዳራት ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢሮም።

ኣብ ዝሓለፉ ሳምንታት፡ ምምሕዳር ያቨልቦሪ፡ ብለበዳ ኮቪድ-19ን ሓድሽ ብሪጣንያዊ ጅርን ብኸቢድ ከምዝተጠቕዐት ይፍለጥ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ፡ እቲ ምስፍሕፋሕ ብዓቢ ናሕሪ ይቕጽል ምህላዉ ክብል ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ሻህ ጃላል፡ ሓቢሩ።

ኣብቲ ምምሕዳር ዝርከቡ ብኮሮና ዝተልኽፉ ሰባት፡ እቶም 83% በቲ ሓድሽ ብሪጣንያዊ ጅር ዝተለኽፉ ምዃኖም ተፈሊጡ ኣሎ።

ብተወሳኺ፡ ኣብ ምምሕዳር ያቮልቦሪ፡ መጠን መልከፍቲ ህጻናትን መንእሰያትን እናዓበየ ከምዝኸደ ጸብጻባት ይሕብሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com