Friday , April 19 2024
Foto: Joakim Ståhl / SvD / TT / Kod: 30462 ** OUT DN, Dagens Industri (även arkiv) och Expressen **

ምስ ልገሳ ኣካሊት ወዲ ሰብ ብዝተሓሓዝ ስነምግባራዊ ሽግራት ምህላዉ ተገሊጹ።

ባይቶ ሽወደን፡ ህይወት ሰባት ንምድሓን፡ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ልገሳ ኣካሊት ክውስኽ ዘብር ሕጊ ከሕልፍ ትጽቢት ከም ዘሎ፡ ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። እዚ ቅድሚ ልገሳ ኣካሊታት፡ ን ኣካላት ተሓከምቲ ህያው ምግባር ብዝብል ዕላማ፡ ክንክን ምስትንፋስ ንኽካየድ ዝገብር እማመ እዩ ተባሂሉ’ሎ። እንተኾነ ግና፡ ስድራ ተሓከምቲ ኣሉታዊ ግብረ መልሲ ክህቡ፡ ከምኡ’ውን እዚ እማመ ምውሳኽ ልገሳ ኣካሊታት፡ ዘይድለ ውጽኢታት ክህልዎ ይኽእል እዩ፡ ክብሉ ነቐፍቲ ስግኣቶም ኣቐሚጦም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com