Thursday , April 25 2024

ምስ ምእጋድ ምትካኽ ሽጋራ ኣብ ዕዳጋታት ሽወደን ሓደስቲ ኣማራጺታት ይቕልቀሉ!!

 ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ትግባረ ዝውዕል ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ናይ ምትካኽ እገዳ ሸየጥትን ዘርጋሕትን ሽወደን ትኪ ዘይብሎም ናይ ኒኮቲን ውጽኢታት ኣብ ምድላው ምህላዎም ይንገር ኣሎ። ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን እዞም ውጽኢታት ዓማዊል ሽጋራ ክገዝኡ ንዘይደልዩ ወይ ኣብ ኣብያተ መግቢ ከትክኹ ንዘይደልዩ ዓማዊል ንምኽሳብብ ተባሂሎም ዝውሰዱ ዘለዉ ኮይኖም፡ ከም መማረጽቲ ክውሰዱ ጀሚሮም ኣለዉ። ሽወደን ካብ ወርሒ ሓምለ ዝጅምር ካብ ምትካኽ ናጻ ዝኾነ ሕብረተሰብ ንምፍጣር ኣብ ህዝባዊ ከባቢታት ኲሉ ዓይነት ምትካኽ ከም ዝኣገደት ይፍለ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com