Thursday , April 25 2024
Fredrik Sandberg/TT

ምንቊልቋል ዋጋ ክሮነር ንዋሕዚ በጻሕቲ ክውስኽ እዩ ተባሂሉ!!

ጽላት ቱሪዝም ሽወደን ክሮነር ብመንጽር ዶላርን ዪሮን ምንካዩ ንበጻሕቲ ክስሕብ እዩ ይበሃል ኣሎ። ካብ ምጅማር እዚ ሓድሽ ዓመት ጀሚሩ ክሮነር ምጒዳል ዋጋ ምርኣዩን ዋጋ ሸርፊ ( 10.70 ክሮነር/ ዩሮ 960 ክሮነር/ ዶላር) በጺሑ’ሎ።

ንሽወደን ክበጽሑ ዝመጹ ቱሪስት (ብፍላይ ካብ ኣህጒር እስያ ዝመጹ) ብሕሱር ዋጋ ናይ ህያብ ኣቕሑ ክገዝኡ ዝደልዩ ምዃኖም ሓደ ድርኺት እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ድማ ንዕዳጋ ሽወደን ብ 2 ሚእታዊት ከም ዘዕብዮ ተገሚቱ’ሎ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ሽውውደን ብዙሕ መዓልታት ናይ ዝጸንሑ በጻሕቲ ብሓሙሽተ ሚልዮን ወሰኽ ኣርእዩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com