Thursday , April 25 2024

ሩስያዊ ክታበት፡ ስፑንቲክ ቪ፡ ብኤውሮፓዊ ሕብረት ተቐባልነት ክረክብ ከምዝኽእል ተሓቢሩ

ኤውሮፓዊ ኤጄንሲ መድሃኒት (EMA)፡ ንሩስያዊ ፍርያት ክታበት ስፑንቲክ ቪ፡ ክግምግም ጀሚሩ ከምዘሎን እዚ ድማ ከም ቀዳማይ መድረኽ ንተቐባልነት ናይቲ ክታበት ክኸውን ከምዝኽእል  ኤጄንሲ ፍርያት መድሃኒት ሓቢሩ።

እዚ ክታበት፡ ብመንገዲ ኤውሮፓዊ ሕብረት ካብ ዝግምገሙ (ዝጽንዑ) ዓይነታት ክታበት፡ መበል 7ይ ክታበት ኮይኑ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ፡ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ንሰለስተ ካብዞም ክታበታት ተፈላጥነት ሂቡ ከምዘሎ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com