Friday , April 26 2024
(AP Photo/Thibault Camus, Pool) PAR120

ሩስያ ን ሽወደንን ፊንላንድን ኣጠንቂቓ።

ፊንላንድን ሽወደንን ወተሃደራትን ትሕተ-ቅርጻን ኔቶ ናብ ሃገረን ክኣቱ እንተጌረን፡ ሞስኮ ኣድላዪ ዘበለ መጥቃዕቲ ክትፍኑ ምዃና ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቑ።

ፑቲን ኣብ ቱርክመኒስታን ተረኺቡ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ እዘን ሃገራት ኣባላት ኔቶ ምዃነን ከም ዘይዓጅቦ፡ እንተኾነ ግና ሰራዊትን ትሕተ ቅርጻን ኔቶ ናብ ግዝኣተን ብምእታው ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ስግኣት ጸጥታ ዝፈጥራ እንተኮይነን ንሕና’ውን ዓጸፋ ብምልላስ ስግኣት ጸጥታ ክንፈጥረለን ከም እንኽእል ክፈልጣ ክኽእላ ኣለወን ምባሉ ማዕከን ዜና CNN ጸብጺቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com