Tuesday , April 16 2024

ሪያል ማድሪድ እታ ዝሃብተመት ክለብ ዓለምና ኮይና!!

ብመሰረት ፋይናንሳዊ ጸብጻብ ኣብ ዓቕሚ ትካላት ዓለም ዝግምግም ትካል ከይ ኤም ጂ ዝገበሮ መጽናዕቲ  ኣብ ትካላት መዲያን ኩሉ መድይ ኣታውታትን ወጽእታትን ዛያድ ሃብቲ ዘደለበት ስፓኛዊት ክለብ ሪያል ማድሪድ ኮይና ኣላ። ክለብ ሪያል ማድሪድ ነቲ ብመርሕነት ክትቅልሶ ዝጸንሔት ኢንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምብላጽ ሎሚ ዓመት ዋግኣ ብ ዓሰርተ ሚእታዊ ብምውሳኽ እያ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሰርዔት። ሳልሳይን ራብዓይን ደረጃ ብክለባት ባየር ሙኒኽን ባርሰሎና ክተሓዝ ከሎ፣ ሽዱሽተ ኢንግሊዛውያን ክለባት ምስ ቀዳሞት ዓሰርተ ብምስራዕ ዓብላልነተን ከረጋግጻ ከለዋ።

ዝርዝር ዓሰርተ ጋንታታት ነዚ ይመሰል

1. ሪያል ማድሪድ 3.224 ቢልዮን ዩሮ

2. ማንቸስተር ዩናይትድ 3.207

3. ባየር ሙኒኽ 2.696

4. ባርሰሎና 2.676

5. ማንቸስተር ሲቲ 2.460

6. ቸልሲ 2.227

7. ሊቨርፑል 2.095

8. ኣርሰናል 2.008

9. ቶተንሃም 1.697

10. ጁቨንቱስ 1.548


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com