Tuesday , April 16 2024
Oscar Gonzalez/TT

ራሞስ ብወግዒ ክፋኖ ሓቲቱ ይበሃል ኣሎ!!

ሓለቃ ጋንታ ዓባይ ክለብ ርያል ማድሪድ ስጳኛዊ ሰርጅዮ ራሞስ ወዕዓዊ መፋነዊ ንኣካይድቲ ክለቡ ሓቲቱ። 

እዚ ናይ መሰናበቲ ወረቀት ኣብ ኢድ ፕረዝደንት እታ ጋንታ ፍሮየንቲኖ ፐረዝ ከምዝበጽሔ እውን  ሪያል ማድሪድ ቲቪ ሎሚ ኣብ ዜናታታ ሓቢራ።

ካብ ዝበለጹ ተከላከልቲ ዓለምና ዝኮነ ተጻዋታይ ሪያል ማድሪድ ሰርጆ ራሞስ ምስ ኣካየድቲ እዛ ጋንታን ምስ ሓዲሽ ስትራተጂ ኣሰልጣኒ ዜይነዲን ዜይዳን ከምዘይተሰማምዔ እዩ ዝንገር ዘሎ።

ዓበይቲ ክለባት ዓለምና ነዚ መስርሕ ብኣንክሮት ይከታተልእኦ ኣለዋ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com