Thursday , April 25 2024
Credit: Frank Radosevich / Radio Sweden.

ሬድዮ ሽወደን መበል 80 ዓመት ልደታ ኣብ ምብዓል ትርከብ።

ሬድዮ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ርሱን ሃዋሁ ካልኣይ ኲናት ዓለም እያ ብ 1939 ድምጺ ኣመሪካ ዝተባህለ መደባ ክትፍኑ ጀሚራ።

ሕጂ ሬድዮ ሽወደን መበል 80 ዓመት ልደታ ኣብ ምብዓል ትርከብ። እዘን ናይ ስግር ባሕሪ ፈነወታት ብምስፋሕ ከኣ እያ ውዒላ ሓዲራ ሬድዮ ሽወደን ተመስሪታ።

ፈለማ ጀርመን እንግሊዝኛ እናበለት ብ 24 ቋንቋታት ናብ ዝፍኖ ሬድዮ ንምዃን በቒዑ ዘሎ።

ሬድዮ ሽወደን ካብ ምስረትኣ ጀሚራ ምስ ኣዝዮም ህቡባት ሰባትን ባንድታትን ከምኒ Astrid Lindgren ን ABBAን ዕላል ጌራ’ላ። .

ኣብ ሬድዮ ሽወደን ሓላፊ ክፍሊ እንግሊዝኛ Gaby Katz እያ። ንሳ ካብ ብቖልዓኣ ኣትሒዛ ሬድዮ ሽወደን ትሰምዕ ምንባራ ትዛረብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com