Thursday , March 28 2024
Credit: MLADEN ANTONOV/AFP

ርክብ ሽወደንን ሩስያን ዛሕቲሉ።

ዲፕሎማስያዊ ርክብ ሽወደንን ሩስያን ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ ተባሂሉ።

እዚ ዝኸውን ዘሎ ኣብዚ ሰሙን ሩስያ ክልተ ሽወደናውያን ዲፕሎማሰኛታት ካብ ሃገራ ድሕሪ ምብራራ እዩ ክብል ክኢላ ዲፕሎማሲ ኣብ ኡፕሳላ ዩኒቨርሲቲ ዝኾነ ፕሮፌሰር Stefan Hedlund, ንሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com