Thursday , April 25 2024

ሰለስተ ፖለቲከኛታት ብፍቓዶም ስልጣኖም ሓዲጎም!!

ሰለስተ ፖለቲከኛታት ዓቃባዊ ሰልፊ ድሕሪቲ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ ወረ ጾታዊ ቅለት ካብ መዝነቶም ብፍቓዶም ወሪዶም ተባሂሉ። እቲ ግሉጽ ጾታዊ ስእሊታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሰባት ክቀባበልዎ ከም ዝተራእዩን ካብ ሰልፎምን ህዝብን ሰፍ ዘይብል ነቐፌታ ከም ዝወረዶምን ተፈሊጡ። ኤሚሊ ፒትሃመር ሓላፊ ምምሕዳር ዓቃባዊ ሰልፊ ድሕሪዚ ቅለት ካብ መዝነታ ክትወርድን ድሕሪ 20 ዓመት ካብ ፖከቲካዊ ህይወት ክትሰናበትን ድሌት ከም ዘለዋ ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com