Thursday , April 25 2024

ሰልፊ ጸጋማይ ኣብ ምጉዳል ዋጋ ሞጎዓዓዝያ ክሰርሕ እየ ይብሉ!!

ጸጋማዊ ሰልፊ ናይ ኣውቶቡስን ቲኬትን ዋጋ ከጒድል እየ ክብል ተመባጺዑ። ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ ዓመታዊ ቅነ ፖለቲከኛታት ኣለምዳ ኣብ ጎትላንድ መራሒ ናይ ሰልፊ ዮናይ ኮስተዲ ኣብ ዘስምዖ መደረ፣ ጸጋማይ ሰልፊ ዋጋ ትራንስፖርት ንምጒዳልን ንምምሕያሽን ሓደ ቢልዮን ክሮነር ሽወደን ምምዳቡ ተገሊጹ።

ብተወሳኺ መራሒ ጸጋማዊ ሰልፊ ዮናስ ኮስቲድ  ሰልፉ ንመጻእተኛታት ዝወሃብ ሓገዝ ክቘርጽ እየ ንዝብል እማመ ዓቃባዊ ሰልፊ ብትሪ ነቒፍዎ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com