Friday , March 29 2024

ሰማይ ኣብ ስቶክሆልምን ካላኦት ከባቢታትን ጽድያዊ ክኸውን እዩ ተባሂሉ።

ን 24 ሰዓታት ንባእከላይ ሙቐት ንሾብዓተ መዓልታት ክቕጽል ምዃኑ ድማ እዩ” ጽድያዊ ሰማይ” ከስምዮ ተኻኢሉ ዘሎ።

ኣብ Gotland ከምኡውን ገለ ከባቢታት Svialand ኣብ ሰዓታት ንግሆ ሙቐት ክሳብ 10 ዲግሪ ሴልሴስ ክበጽሕ እዩ።

እዚ ይኹን’ምበር እዚ ጽድያዊ ኲነታት ኣየር ናብ ሰሜናዊ ጫፋት እታ ሃገር ከም ዘይበጽሕን ኣብ ሰሜናዊ Norland ሎሚ ውርጪ ክወድቕ እዩ ዝብል ትጽቢታት ምህላዉን ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com