Tuesday , April 16 2024
Foto: Jessica Gow / TT kod 10070

“ሰሜንታ” ፍቓድ ዕደና ስሚንቶ ንምርካብ ውሳነ ቤት ፍርዲ ይጽበ።

ኣብ ሽወደን ዝዓበየ ኣፍራዪ ስሚንቶ ዝኾነ “ሰሜንታ”፡ ኣብ ጎትላንድ ዘለዎ ፍቓድ ዕደና ኣብ ውሳነ ክልተ ኣብያተ ፍርዲ ከም ዝምርኮስ ተገሊጹ። እዚ ውሳነ ቅድሚ ምውዳእ እዛ ሒዝናያ ዘሎና ዓመት ክወሃብ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ቤት ፍርዲ ላዕለዋይ ምምሕዳር፡ እዚ ብመንግስቲ ተዋሂቡ ዘሎ ፍቓድ ቅዋማዊ ድዩ ወይስ ካልእ ክውስን እዩ። ብዘይካዚ፡ ቤትፍርዲ መሬትን ኣከባቢን እውን “ሰሜንታ” ናይ ዕደና ፍቓዱ ን ዝቕጽል ኣርባዕተ ዓመታት ክናውሓሉ ኣለዎዶ የብሉን ኣብ ዝብል ክውስን እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com