Saturday , April 20 2024

ስቲፋን ሎቨን ምስ ንጉስ ሳልማን ኣብ ሻርም ሸኽ ተራኺቡ ።


ኣብ ግብጺ ኣብ ሻርም ሸኽ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ዓረብ ሃገራትን ኤውሮፓን ዝሳተፍ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ሸወደን ስተፋን ሎቨን ምስ ንጉስ ሱዑዲ ዓረብያ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ሱዑድ ተራኺቡ ተዛራሪቡ ክብላ ማዕከናት ዜና ሱዑድያ ሓበረን ።

ኣብቲ ርክቦም ንኽልቴኣዊ ርክባት ዝምልከት ድሕሪ ምምይያጦም ኣብ ትሕዝቶ ናይቲ ኣኼባ ከምተዘራረብሉ ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com