Thursday , April 25 2024

ስቶክሆልም: ቍጽሪ ተዓሚጽና ዚብሉ ሰብኡት ይውስኽ ኣሎ

ኣንስቲ ጥራይ ኣይኮናን ዚዕመጻ ዘለዋ! ብመሰረት ሽወደናዊ ራድዮ ጸብጻብ፡ እቶም ድሕሪ ምዕማጽ ሕክምናዊ ሓገዝ ዝደልዩ ሰባት ካብቲ እቲ ናይ ከምዚ ጸገማት ዚሕክም ክፍሊ ሆስፒታል ኣብ 2015 ዚኽፈት ጀሚሩ፡ እቲ ቍጽሪ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ።

“ምስ ብዙሓት ሰብኡት ኢና ንዘራረብ ዘሎና” ትብል ዶክቶር ሙለር። ” ተዓሚጾም ምዃኖም ንምፍላጥ ኣሸጋሪ እዩ።”

“እቲ ተዓሚጸ ዚብል ሰብ መብዛሕትኡ ግዜ ሕፍረት እዩ ዚስምዖ፡ ሕክምና ንምድላይ ድማ ይጽግሞ፡ ግን ብዙሓት ይመጹና ኣለዉ” ትብል።

ብመሰረት ቤትጽሕፈት ገበን፣ ዓሚ 550 ሰባት ከም እተዓመጹ ኣመልኪቶም ነይሮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com