Friday , March 29 2024
ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ኖብል ሙዝየም Dave Russell/Radio Sweden

ስቶክሆልም ናይ ሎሚ ዓመት ተሸለምቲ ኖበል ትቕበል::

እቲ ዕለተ ሕልፈት መስራቲኡ ንምዝካር ዓመት መጸ ብ10 ታሕሳስ ዝካየድን ብ “መዓልቲ ኖበል” ዝፍለጥን ጽንብል ምዕዳል ሽልማት ኖበል ከም ወትሩ ሎሚ ዓመት እውን ዝመጽእ ሰኑይ ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ።

እቲ ጽንብል ብዓውዲ ሳይንስ ኣኽሊል ክብሪ ዝደፍኡ ዕውታት ዝሽለሙሉ ኣብ ርእሲ ምዃኑ ብቕንያቱ ንከተማ ስቶክሆልም ብክብ ዝበለ መዓርግን ድምቀትን ዝተሰነየ ድግስ ሒዙላ ክመጽእ ትጽቢት ይግበር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com