Friday , March 29 2024
ULF BERGLUND / Bildhuset / TT

ስካንደነቭያን ሞል መጸውዒ ሽሙ ይቕይር!!

ዝዓበየ ሞል ስካንደነቭያን ኣብ ወርሒ መስከረም መጽወዒ ሽሙ ናብ ማእከል ንግዲ ዓለም ሰሜን ኤውሮጳ ተባሂሉ ክጽዋዕ ሙኻኑን ናይ ዌስትፊልድ ዝብል ማዕረግ ክለብስ ሙኻኑ ተሓቢሩ ።

ካብ ኣብ ስካንደነቪያን ዝርከባ ሃገራት ዝዓበየ ሙኻኑ ዝንገረሉ እዚ ሞል ኣብ 2017 ብ URW ዝተባህለ ትካል ዝተዓደገ ኮይኑ ሽሙ ናብ ማእከል ንግዲ ዓለም ምቕያሩ ድማ ዝለዓለ ዓለማዊ ጽልዋ ከምዝህልዎን ምስ ዓበይቲ ማእከል ንግዲ ዓለምና ዝኾና ዌስትፊልድ ሎንደን፣ ካሊፎርንያን ኒውዮርክ ክጽንበር ሙኻኑ ዳይረክተር URW ኬከ ቱልማርክ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com