Thursday , March 28 2024
Refugees and migrants wait to be rescued (AP Photo/Sergi Camara) BA101

ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ጥሒላ

ካብ ዙዋራ፡ ሊብያ፡ ተበጊሳ ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቓ ናብ ዓዲ ጥልያን ገጻ እትጓዓዝ ዝነበረት፡ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ኣብ ማእከል ባሕሪ ብምጥሓላ፡ 17 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ 380 ሰባት ድማ ብሓለዋ ገማግም ቱኒዝያ ከምዝደሓኑ፡ ማሕበር ቀይሕ ወርሒ ቱኒዝያ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ኣብዘን ዝሓለፋ ዓመታት፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ኣብ ልዕሊ ዓቕመን ዝጸዓናን ውሕስነት ዘይብለን ጀላቡ ተጠቂሞም፡ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትንሉ ዝነበሩ እዋናት፡ ኣብ ማእከል ባሕሪ ብዘጋጠሞም ጸገማት፡ ሂወቶም ምስኣኖም ይዝከር።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com