Thursday , March 28 2024
Foto: Johan Nilsson / TT / Kod 50090

ስደተኛታት ዩክሬይን ብድሆታት ኣባይቲ ይገጥሞም ኣሎ ተባሂሉ።

ምስ ወለንተኛታት ኣጸጋዕቲ ዝቕመጡ ገለ ስደተኛታት ዩክሬይን፡ ኣባይቲ ናይ ምርካብ ብድሆ ኣጋጢምዎም ምህላዉ ተገሊጹ።

ኣብ እዋን ነዊሕ ናይ ምህሮ ዕረፍቲ እዞም መጸጋዕቲ ናብ ቤቶም ክምለሱ ስለ ዝኾኑ፡ ወቕቲ ሳመር ነቶም ሓደስቲ ኣባይቲ ዝደልዩ ስደተኛታት ዩክሬይን ኣሸጋሪ ናይ ምጽባይ ግዜ ክኸውን እዩ ክትብል ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ። እታ ሬድዮ ናታልያ ንዝተባህለት፡ ኣብ ዕረፍቲ ግዜኣ እትሰርሕን ደቃ እተምህርን ዩክሬናዊት ኣዘራሪባ ኣብ ዝረኸበቶ ሓበሬታ፡ ስደተኛታት ዩክሬይን ኣብ ዝሰፈርዎ ከባቢ ኣባይቲ ምርካብ ይሽገሩ ምህላዎም ኣጣሊላ’ላ። “ንምዃኑ ኣብ መጻኢ ኣባይቲ ክንረክብ ዲና ዝብል ሽግር ኣሎና፡ ብዛዕባ መጻኢ እሻቕል እየ” ክትብል ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበረቶ ቃል ሓቢራ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com