Thursday , April 25 2024
TT

“ስጋ ንምጥባስ ክትወጹ እንተደሊኹም ጥንቃቐ ግበሩ” ክትብል Toura Thomasdotter ገሊጻ።

ኣብ እዋን በዓል ፋስጋ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት እዛ ሃገር ምስዋር ሓዊ መሮር ክህሉ ከም ዝኽእል ብምጥቃስ ሰባት ብዛዕባ ናይ ግዳም ናውቲ መጥበሲ ስጋ ክጥንቀቑ ኣተሓሳሲባ።

“ስጋ ንምጥባስ ክትወጹ እንተደሊኹም ጥንቃቐ ግበሩ” ክትብል ክኢላ ክሊማ Toura Thomasdotter ገሊጻ’ላ።

ኣብ ገበላኹም ወይ ኣብ ጽርግያ እንተገበርኩሞ ይሓይሽ ኢላ። እቲ ዝሓለፈ ጽድያ ነቒጹ ዝነበረ ሳዕሪ መሊሱ ደሪቑ ምህላዉ ኸኣ ወሲኻ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com