Tuesday , April 23 2024

ሶልቨስቦርይ ልመና ዝኸልከለት ስልሰይቲ ምምሕዳር ሽወደን!!

ምምሕዳር ሶልቨስቦርይ (Sölvesborg) ኣብ ሽውደን ልመና ዝኸልከለት ሳልሰይቲ ከተማ ተባሂላ። ከተማ Sölvesborg ካብ ባሕቲ ሓምለ ዝጅምር እገዳ ምልማን ተግባራዊ ክትገብር ምዃና ብሰኑይ ውሳኔ ኣሕሊፋ። በዚድማ Sölvesborg ኣብ ሽውደን ልመና ዝኸልከለት ሳልሰይቲ ከተማ ኮይና’ላ።

እተን ክልተ ልመና ዝኣገዳ ከተማታት Vellinge ን Katrineholm እየን። ብመሰረት እዚ ውሳነ ልመና ኣብ ዓሰርተ ምምሕዳራት እታ ከተማ ዘይሕጋዊ ክኸውን እዩ። ኣባል ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራስን ሮምበርት ማኒያ ነዚ ውሳነ ከም ዝድግፍ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com