Friday , March 29 2024
Fredrik Sandberg/TT

ሶማላውያን ብምዕጻው ሓዋላ ብዙሕ ምብዳሎም ይገልጹ!!

ሽወደን ኣብ ብሓወላ ዝመሓላለፍ ገንዘብ ከቢድ ቁጽጽር ብምግባራ ድሮ ምዕጻው ኣዘን ትካላት ብምጅማሩ ኣብ ብዝሓት ሰባት ሻቅሎት ፈጢሩ ይርከብ። ብዙሓት ሃገራት ብዘይ ውሑስ ኣገባብ ምትሕልላፍ ገንዘብ ኣብ ዝተዋፈራ ስርዓታት (ሓዋላ) ዘለወን ኮይነን ኣብ ሓዋላ ዝተመርኰሰ ህይወት ዘለዎም ስድራቤታት ከም እተሃስዩ ይገልጹ ኣለዉ።

በዚ ድማ ሃገራዊ ጒባኤ ሶማል ሽወደን እዘን ትካላት ክዕጸዋ ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ። “ዓበይቲ ባንካታት ነዘን ሕሳባት ድሮ ክዓጽዋ ጀሚረን ኣለዋ” ይብል ፕረሲደንት እቲ ማሕበር ሓባን ሓሰን። ብዓይኒ ባንካታት ሽወደን እንክረአ ሓዋላ ካበይ ከም ዝመጽእን ኣበይ ከም ዝዓልቡን ንምቊጽጻሮም ኣጸገምቲ ብምዃኖም ሽግሮም ይበዝሕ እዮም ዝብሉ ዘለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com