Friday , April 26 2024
Hanadi Derbass och Anas Idlibi.

ሶርያውያን ዳግማይ ክስደዱ ተኽእሎ ኣሎ ተባሂሉ።


ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሶርያውያን ዳግም ክስደዱ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ።”እዚ ዝኽውን ዘሎ ምናልባት ሰባት ምስ ክዉንነት ዘይዛመድ ስእሊ ናብራ ሽወደን ስለ ዘሕድሩ ከይኮነ ኣይተርፍን” ይብል ኣብ ብሮሞላ ዝምቕማጡ ኣናስ ኢድሊቢ።

ኣብቲ ጸብጻብ ሶርያውያን ስደተኛታት ኣብ ቦኽሪ ዓመተ ስደቶም ዘርኣይዎ ባህሪ ብዝርዝር ብምክትታል ምናልባት ናብ ዳግማይ ስደት ከምርሑ ይኽእሉ እዮም ክብል እቲ በዓል መዚ ናብ መደምደምታ በጺሑ።

“ብተዛማዲ ገዚፍ ቊጽሪ ዘለዎ ሶርያውያን ስደተኛታት ኣለዉና። ገሊኣም ንሽወደን ክለቁዋ እዮም ኢልና ድማ ንግምት” ይብል በዓል መዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን እንድርያስ ራኒክ።

ጠንቂ ዝኽውን ዘሎ ምስ ክዉንነት ዘይዛመድ ስእሊ ናብራ ሽወደን እዩ” ይብል ብ 2014 ናብ ሽወደን ዝኣተወ ኣብ ብሮሞላ ዝምቕማጡ ኣናስ ኢድሊቢ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com