Wednesday , April 24 2024

ሽወደናውያን ኣብ ቀዳማይ ሚኒስተር ዘለዎም እምነት ብናህሪ ጐዲሉ ይበሃል ኣሎ።

እዚ ዝተባህለ ተፈታውነት ፖከቲከኛታት ሽወደን ዝዕቅን መጽናዕቲ ዳህሳስ ድሕሪ ምክያዱ እዩ።

ምስ ካላኦት ኣዋርሕ ብምውድዳር ኣብ ወርሒ መጋቢት ኣዝዩ ዝጐደለ ተፈታውነት ምህላዉ ድማ ተመዝጊቡ።

Stefan Löfven ብኣርባዕተ ንጥቢ ተፈታውነቱ ጐዲሉ’ሎ።

ምውሳኽ ቀረጽን ትንበያታት ክብሪ ናብራን Löfven ተፈታውነቱ ክንኪ ዝገበሩ ምኽንያታት ምዃኖም Peter Sanson ሓቢሩ’ሎ።

ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መበል ሳልሳይ ደረጃ ዝሓዘ ኮይኑ ኣብ እዋን ቅልውላው መሪሕነት ዝለዓል መጠን ድጋፍ ከም ዝነበሮ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com