Thursday , March 28 2024
Foto:TT

ሽወደንን ሽዱሽተ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረትን Juan Guaidó ግዜያዊ ብፕረሲደንት ቨነዙዌላ ክኸውን ክንድግፍ ኢና ኢለን።

ሽወደንን ሽዱሽተ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረትን Juan Guaidó ግዜያዊ ብፕረሲደንት ቨነዙዌላ ክኸውን ክንድግፍ ኢና ኢለን።

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ Margot Wallström ምስ ሬድዮ ሽወደን ዜና ወጋሕታ ኣብ ዝገበረቶ ቃልመሕትት ሽወደን ውጽኢትፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝሓለፈ ዓመት ሽወደን ከም ዘይትቕበል ገሊጻ’ላ።

Wallström ቀጺላ “ማዱሮ ብናጻን ፍትሓዊን ምርጫ ኣይኮነን ናብ ስልጣን መጺኡ። ቭንዙዌላ ናጻን ፍትሓዊን ምርጫ የድልያ’ሎ” ኢሉ።

እዘን ሸውዓተ ኣባላት ኣውሮጳዊ ሕብረት ማዱሮ ክሳብ ሰንበት ኣብ ዘሎ ግዜ ንሓድሽ ምርጫ ጻውዒት ክገብር መጠንቀቕታ እኳ እንተሃቦኦ ንሱ ግና ነዚ ምንጻጉ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com