Saturday , April 20 2024
Foto: Geir Olsen / NTB

ሽወደን ምስ ሃገራት ኔቶ ኣብ ወተሃደራዊ መናውራ ትገብር።

ድሕሪ ዝሑል ኩናት ዝዓበየ እተባህለሉ ወተሃደራዊ መናውራ ኔቶ ኣብ ኖርወይ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ መናውራ ሰራዊታት ሽወደን ኖርወይን ሽወደንን ክሳተፉ እዮም።

ኣብዚ ብሰራዊት ኖርወይ እተወደበ Cold Response 2022 ዝተባህለ መናውራ 30,000 ዝኾኑ ሰራዊት ኣብ ኖርወይ ኣብ ዘሎ ትሕቲ ዜሮ ዛሕሊ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክገብር እዩ። ብዝይካ ሽወደን ኖርወይን ፊንላንድን ኣብዚ ልምምድ ኣባላት ኔቶ ዝኾና ሃገራት ኣውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን እውን ክሳተፋ እየን ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com