Thursday , April 25 2024

ሽወደን ምስ ብራዚል ኣብ እተካይዶ ግጥም መሸጣ ቲኬት ክብረወሰን ይሕዝ።

ትማል ምሸት ሽወደን ምስ ብራዚል ኣብ ሃገራዊ ስታድዬም–ስቶክሆልም– ኣብ ዘካየደቶ ምሕዝነታዊ ግጥም ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ፡ 34,000 ቲኬታት ከም እተሸጠ ሰደቓ ስፖርት ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪቱ።.

እዚ ኣብ ግጥም ደቀንስትዮ ኲዕሶ እግሪ ክብረወሰን ዝሓዘ ቊጽሪ መሸጣ ትኬት ክኸውን ከም ዝኽእል እታ ሬድዮ ወሲኻ ገሊጻ’ላ።

ኣብ 2019 ሃገራዊት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ሽወደን ምስ ጀርመን ኣብ እተራኸበትሉ ኣህጒራዊ ግጥም 25,882 ቲኬታት ተሸይጡ ምንባሩ ጸብጻባት የመልክቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com