Tuesday , March 19 2024

ሽወደን ብምንቅጥቃጥ ምድሪ ናብ እተሃስየ ቱርክን ሶርያን ሰብኣዊ ሓገዝ ክትልእኽ ከም ትድሊ ገሊጻ።

ሽወደን ናብቲ ብምንቅጥቃጥ ምድሪ እተሃስየ ከባቢታት ቱርክን ሶርያን ቴንዳ፡ ግዜያዊ መጽለሊSን ማእከል እዚ መራከቢታት
ክትተክል ከም እትደሊ ገሊጻ። ሚኒስተር ሲቪላዊ ምክልኻል ካርል-ኦስካር ቦህሊን ትማል ምሸት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ
ሽወደን ከም መጠን ፕረሲደንት ኦንስል ኣውሮጳዊ ሕብረት ሃገራት ኣውሮጳኢ ሕብረት ነዚ ባህርያዊ ዕንወት ዝግባእ ግብረ መልሲ
ንኽህባ ኣኼባ ጸዊዓ ምህላዋ ኣመልኪቱ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሰን ናብ ትዊተር ኣብ ዝለኣኾ ጽሑፍ በቲ ኣብ ቱርክን ሶርያን ብምንጥቃጥ ምድሪ ዝጠፍአ
ህይወት ምሕዛኑን ናይ መጸናንዒ መልእኽቲ ናብ ፕረኢደንት ዒርዶጋን ምስዳዱን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com