Saturday , April 20 2024
Jessica Gow/TT

ሽወደን ኣብ ሓድሽ ፖለቲካዊ መድረኽ ኣትያ ተባሂሉ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን Stefan Löfven ቦኽሪ ባይቶኣዊ ክትዕ ሎሚ ዓመት ኣብ ምጅማሩ ሽወደን ኣብ ሓድሽ ፖለቲካዊ ኲነታት ተሰጋጊራ’ላ ኢሉ።

ንሱ ነቲ ኣብ ኣውሮጳ እናማዕበለ ዝመጸ ሃገራውነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መደረ መጀመሪ ነጥቢ ሓድሽ ማእከላይ መንግስቲ መሰረታት ሊበራላዊ መንግስቲ ምድጋፍ ምዃኑ ኣስሚርሉ’ሎ።

ቊጠባ ሽወደን ኣብ ጽቡቕ ኲነታት ምህላውን ማሕበራዊ ሽግራት ንምፍታሕ ዝኽእሉ ዕድላት ርሒብ ምዃኖምን ገሊጹ’ሎ።

ሽቅለት ምውሓስ ቀንዲ ቀዳምነት ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ምዃኑ ድሕሪ ምምልካት እቲ ፍታሕ ምጒዳል ደሞዝ ዘይኮነ ሰባት እቲ ዝድለ ሞያዊ ዓቕሚ ምጥራዮም እዩ ኢሉ።

እሱ ነቲ ኣብ ኣውሮጳ እናማዕበለ ዝመጸ ሃገራውነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መደረ መጀመሪ ነጥቢ ሓድሽ ማእከላይ መንግስቲ መሰረታት ሊበራላዊ መንግስቲ ምድጋፍ ምዃኑ ኣስሚርሉ’ሎ።

ቊጠባ ሽወደን ኣብ ጽቡቕ ኲነታት ምህላውን ማሕበራዊ ሽግራት ንምፍታሕ ዝኽእሉ ዕድላት ርሒብ ምዃኖምን ገሊጹ’ሎ።

ሽቅለት ምውሓስ ቀንዲ ቀዳምነት ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ምዃኑ ድሕሪ ምምልካት እቲ ፍታሕ ምጒዳል ደሞዝ ዘይኮነ ሰባት እቲ ዝድለ ሞያዊ ዓቕሚ ምጥራዮም እዩ ኢሉ።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com