Friday , March 29 2024
Markus Schreiber/AP/TT, Fredrik Sandberg/TT

ሽወደን ካብ ማዕከን ድሕረ-ለበዳ 34 ቢልዮን ክሮና ክወሃባ እዩ። 

ሽወደን ካብ ማዕከን ምሕዋይ ለበዳ ኮሮና ኣውሮጳዊ ሕብረት ምወላ ክግበረላ ዘእተወቶ መመልከቲ ብ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ተቐባልነት ከም ዝረኸበ ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ። ብመሰረት እዚ ፍቓድ ሽወደን ካብቲ ብጥቕላላ ናይ 8 ትሪልዮን ክሮና ዘለዎ ማዕከን ናይ 34 ቢልዮን ክሮና ምወላ ክግበረላ እዩ። ፍርቂ ናይዚ ምወላ ኣብ ጒዳይ ኲነታት ኣየር ንዘሎ ሽግራት ንምቅላል ወፍሪ ክግበረሉ እንከሎ ሓደ ሕምሲት ከኣ ኣብ ፕሮጀክቲታት ምድጅታልን ወፍሪታት ብሮድባንድን ክውዕል እዩ ተባሂሉ’ሎ። 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com