ኣብ ገለ ክፋላት ሸወደን ዘይሓቐቐ በረድ እኳ እተሃለወ እቲ ጀላቶ ብብዝሒ ዝዝውተረሉ ወቕቲ ብምእታዉ ነዚ ዝቕርብ ዝተፋላለየ መድረኽን መመላለሲ መካይንን ብብዝሒ ይረኣያ ምህላወን ተገሊጹ። ሓንቲ ካብ ዝዓበያ ኲባንያታት መካይን ጀላቶ ነዚ ኣመልኪታ ኣብ ዝሃበቶ ቃል እዚ ወቕቲ ምብላዕ ጀላቶ ካብ ባሕቲ ሚያዝያ ምጅማሩ ገሊጻ’ላ።