Thursday , April 25 2024
Armand Duplantis, of Sweden, celebrates after winning the final of the men's pole vault at the 2020 Summer Olympics, Tuesday, Aug. 3, 2021, in Tokyo. (AP Photo/Francisco Seco) OXMB117

ሽወደን ዳግማይ ወርቂ ኣብ ኦሎምፒክ ትዓትር

ኣቐዲማ ብዳርባ ዲስካስ ቀዳማይን ካልኣይን ደርጃ ብምሓዝ ወርቅን ነሓስን ዝተሸለመት፡ ኣብ ቅድድም ጃልባ፡ ነሓስ መዳልያ ከምኡውን ኣብ ምሕንባስ 50 ሜ ነሓስ መዳልያ ዝዓተረት ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን፡ ሕጂ እውን ብመንገዲ ዱብላንትስ ኣቢላ፡  ኣብ ናይ ልዕለት ዝላ ማለት stavhopp ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ፡ ወርቂ ሜዳልያ ክትዓትር ኣኽኢልዋ ኣሎ።
ክሳብ ሕጂ፡ ሽወደን፡ ኣብ ኦሎምፒ ቶክዮ 2020፡ ብድምር 2 ወርቂ 3 ነሓስ ብምርካብ ትምርሽ።
ኣብ ዝቕጽል ዓርቢ ንዝህልዋ ናይ ፍጻሜ ጸወታ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ፡ ወርቂ ሜዳልያ ንኽትሽለም፡ ዝሓሸ ዕድል ከምዘለዋ እዩ ዝንገር።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com