Wednesday , April 24 2024

ቀዳማይ ሚኒስተር ላክሰምበርግ ንነጋውስን ፕረሰንድቲታትን ዓረብ ምስ ሰብኣይ እየ ተመርዕየ ብምባል የሰንብዶም።

ቀዳማይ ሚኒስተር ላክሰምበርግ ሃቬር ቢትል ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሸርም-ኤል-ሸኽ ኣብ ዝተገብረ ዋዕላ ምስ ሰብኣይ ከም እተመርዓወ ኣብ ዝገለጸሉ ኣዳራሽ መርፍእ እንተትወድቕ ክሰምዕ ብዝኽእል ጸጥታ ከም እተዋሕጠ ተገሊጹ።

ቢትል ከምዚ ዝበለ ዘርባ ኣብ ገለ ሃገራት ብሞት ዝቕጽዕ ምዃኑ ከም ዝፈልጥ’ውን ኣብቲ ኣኼባ ገሊጹ’ሎ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com