Friday , April 19 2024
Ahmad Gharabli/AFP

ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ሰፈራታት ምዕራባዊ ገማግም ክጎበጥ እየ ይብል።

እስራኤላውያን ሰሉስ ናብ ምርጫ ኣብ ዝወጹሉ ግዜ ናተንያሁን ደገፍዩቱ የማናውያን ሰልፊታትን ምዕራባዊ ገማግም ክንወርር ኢና ዝብል መብጽዓ ይህቡ ምህላዎም ተፈሊጡ።

እቶም ሰፈራታት ብኣህጒራዊ ሕጊ ሕጋውነት ዘይብሎም እኳ እንተኾኑ እስራኤል ኣንጻሩ ክትከራኸር ምጽንሓ ይፍለጥ።

ዝሓለፈ ወርሒ ኣመሪካ ነቲ እስራኤል ብሓይሊ ኣተቘጻጸረቶ ምዕራባዊ ገማግም ናይ እስራኤል ሉኣላዊ ግዝኣት እዩ ኢላ ኣፍልጦ ምሃባ ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com