Thursday , April 25 2024
JUAN BARRETO/TT

ባራክ ኦባማ ብዛዕባ ሜሲ ይዛርብ!!

ልዮነል መሲ ንሃገሩ ዋንጫ ዓለም ከዕወተሉ ዘይምኽኣሉ ምኽንያት ኣብ ዓለም በይንኻ ክብጻሕ ከምዘይክኣል ዘርእይ  ኣብነት እዩ ክብል ፕረዝደን ኣመሪካ ነበር ባራኽ ኦባማ ገሊጹ። ኦባማ ኣብ ርእሰከተማ ኮለምብያ ቦጋታ ን መንእሰያት ናይ መነቓቅሒ መደረ ኣብዘስምዓሉ ግዜ እዩ ን መሲ ከም ኣብነት ብምቕራብ ከረድኦም ፈቲኑ። እቲ ፕረዝደንት ወስኹ እቶም ንሕና ብሉጽታ ኢልና ን ኣምነሎም ከይተረፈ ዝያዳ ንኽብርትዑ ምስ ካልኦት ተሓባቢሮም ክሰርሑ እዮም ዝግደዱ ናይዚ ኣብነት ኣርጀንቲና ዝበለጸ መሲ ሒዛ ተዓዋቲ ዋንጫ ዓለም ዘይሙኻና ሓባራዊ ስራሕ ድኣ እምበር ንበይንኻ ኣብ ዝልዓለ ደረጃ ክትበጽሕ ከቢድ ምኻኑ ሓቢሩ። መሲ ናይ መጨርሻ ክበሃል ዝክኣል ዋንጫ ምስ ሃገሩ ዝዓትረላ ኣብ ወርሒ ሰነ ዝጅምር ዋንጫ ኮፓ ኣመሪካ ምኻኑ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com