Tuesday , March 19 2024

ብምንቅጥቃጥ ምድሪ ንዝተሃስያ ሶርያን ቱርክን ጽዑቕሓገዛት ይግበር ኣሎ።

ኣብ ሶርያን ቱርክን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣሽሓትክሞቱ እንከለዉ ብዙሓት ድማ ከቢድ ማህሰይት ከምዝበጽሖም ተፈሊጡብፍላይ ኣብታ ብዙሕ እገዳታትእተጻዕንዋ ሶርያ እዚ ሃስያ ዝበኣሰ ክኸውን ከም ዝኽእል ኣብከተማ ደማስቆ ወኪል ቀይሕ መስቀል ሽወደን ገብርኤልካርልሰን ገሊጹ’ሎ

እዚ እናኾነ ፕሮፌሰር መድሃኒት ባህርያዊ ሓደጋታትዮሃንሽረብ ናብቲ ቦታ ብኣካል ብምጒዓዝ ግዜያዊ ሆስፒታልከቕውም ምዃኑ ተሓቢሩ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com