Friday , March 29 2024

ብስርቂ ኮራኹር ኣኽላባት ን 5 ዓመት ይፍረድ!!

ብስርቂ እተኸሰ ገበነኛ ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪዱ። ኣብ ኣውራጃ ስኮና ኣብ ስርቂ ሽዱሽተ ኮራኲር እተዋፈረ መእንእሰይ 6 ዓመት ማእሰርቲ ተበይንዎ። እዚ 27 ዓመት ዝዕድሚኡ መንእሰይ ንመምህሩ ኣካላዊ ማህሰይቲ ብምውራድ እዩ ኣብቲ ራስያ ተዋፊሩ። እዚ ፍጻመ ኣብ ወርሓ ጥሪ ዝተፈጸመ ኮይኑ ገበነኛ ንመምህሩ ብምጥቃዕን መሓውራ ብማእሳርን እዩ ነቲ ስርቂ ምስ ብጾቱ ኮይኑ ፈጺምዎ።

እታ ኮራኲራ እተመንዝዐት መምህር ናይ ምሰናግለ መስበርቲ ከም ዘጋጠማን ክሳብ 50 ሽሕ ክሮነር ብመልክዕ ካሕሳ ከም እተዋህበትን ተገሊጹ’ሎ። ፖሊስ ማልም እቶም ኮራኲር ናብ ዋናኦም ክምለሱ ምግባሮም ገሊጾም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com