Thursday , April 25 2024
Maskot//TT

ብከላ ከባቢ ንምቑጽጻር ሽወደን ኣብ ሳንጣታት ፕላስቲክ ወሰኽ ግብሪ ክትገብረ እያ!!

ኣብ ሻንጣታት ፕላስቲክ ወሰኽ ቀረጽ ይግበር። ኣብ ዓመተ 2020 ሓድሽ ወሰኽ ሻንጣታት ፕላስቲክ ክግበር ምዃኑ መደበር ዜና TT ሓቢሩ። ሰብመዚ ሽወደን ዕላማ እዚ ቀረጽ ሽወደናውያን ብዛዕባ ከባቢ ዘለዎም ግንዛበ ንምዕባይን ሓደ ሰብ 40 ፕላስቲክ ንዝብል ሸቶ ኣውሮጳዊ ሕብረት ተግባራዊ ንምግባርን እዩ።

ሻንጣታት ፕላስቲክ ዓቢ ምንጪ ከባብያዊ ብከላ ምዃኖምን ብዙሕነት ህይወት ከም ዝጻባእን ይፍለጥ። እዚ ቀረጽ ንመንግስቲ ናይ 3 ቢልዮን ክሮነር ኣታዊ ክገብር ተባሂሉ ከም ዝግመት ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com