Saturday , April 20 2024
Jeppe Gustafsson/TT

ብዙሓት መንበሪ ኣባይቲ ስቶኮልም ባዶ ምህላዎም ተገሊጹ!!

ከተማ ስቶክሆልም እታ ዝዓበየት ከተማን ርእሰ ከተማ ሽወደን ከም ምኻና መጠን ዓመታዊ ብ ኣሽሓት ዝቑጸር እንተስ ን ስራሕ እንተስ ን ዝልዓለ ትምህርቲ ይግዕዙ።

በዚ መሰረት ሕጽረት ገዛ እቲ ዝንዓለ ሽግር እዛ ከተማ ኮይኑ ክብሪ ክራይ ገዛ ኣብዚ እዋን እቲ ዝኸፍኤን ኣተሓሳሳቢ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን  ኣብ ስቶክሆልም ናይ መንበሪ ኣባይቲ ብዙሓት ባዶ ኣባይቲ ምህላዎም ቆንስል ምምህዳር ስቶክሆልም ኣመልኪቱ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ዋጋ እዞም ኣባይቲ ኣዝዩ ክቡር ምዃኑ ተመኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com